Eritrea: Policies for Economic Development
Posted on Categories ECONOMICS, BUSINESS & FINANCEህዝባዊ ኩነኔ ንዘይፍትሓዊ ኣተሓሕዛ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጀርመን
Posted on Categories PRESS RELEASESመጋቢት 29, 2025 ጋዜጣዊ መግለጺ ትካል ምርምር ኤርትራ ንፖሊሲን ስትራተጅን (ERIPS) ኣብዚ ቀረባ እዋን ብሰበ-ስልጣን ጀርመን ኣብ ልዕሊ ኣብ ጀርመን ዝነብሩ ኤርትራውያን ስደተኛታት ዝተወስደ ዘይፍትሓዊ ስጉምትታት ብትሪ ይኹንን። ቀጺሉ’ ውን ነዞም ስደተኛታት ከም ጥርጡራት ግብረሽበራ ምግላጽ ብቕጽበት ደው ክብል ኣለዎ ይብል። ንብዙሕ ዓመታት ኣብ ብርክት ዝበሉ ሃገራት ምዕራብ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብመንግስቲ ኤርትራ ንዝተዳለዉ ናይ ፕሮፓጋንዳ ጽምብላት ብሰላማዊ ሰልፊ ተቓውሞኣኦም ይገልጹ አዮም። እዞም ከም ባህላዊ በዓላት ተመሲሎም ብህግደፍ ዝካየዱ ፍጻሜታት፡ ኣብ ወጻኢ ንዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምፍርራሕ ዝዓለመ ናይ ፕሮፖጋንዳ መድረኻት … Continue reading “ህዝባዊ ኩነኔ ንዘይፍትሓዊ ኣተሓሕዛ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ጀርመን”
Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities
Posted on Categories PRESS RELEASESMarch 28, 2025 PRESS RELEASE Eritrean Research Institute for Policy & Strategy (ERIPS) strongly condemns the recent unjust and unfair actions taken by German authorities against Eritrean refugees residing in Germany. The ongoing targeting and classification of these refugees as terrorism suspects is deeply troubling and must cease immediately. For many years, Eritrean refugees in numerous countries have peacefully demonstrated against events orchestrated by the Eritrean government. These events, disguised as cultural festivals, serve as propaganda platforms intended to intimidate … Continue reading “Public Condemnation Letter Regarding the Unjust Treatment of Eritrean Refugees by German Authorities”
መግለጺ ደገፍ ንዕዉት ሰሚናር ብርጌድ ንሓመዱ (ሰማያዊ ሰውራ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ)
Posted on Categories PRESS RELEASESጥሪ 28 2025ናብ ኣዳለውቲ፡ ተሳተፍትን ኩላትኩም ጀጋኑን ተባዓትን ተቓለስትንነቲ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣፍ-ደገ ኤርትራ፡ ዝገበርኩምዎ ዕዉት ሰሚናር መጽናዕቲ፡ ምሉእን ልባዊን ድጋፍና እናገለጽና፡ እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና ንብል። እምበኣርከስ ሕጂ: ኣብ ሓድሽ ክውንነት ዘረጋግጽ ባይታ በጺሕና ከምዘለና ኣረጋጊጽና ኣለና፡:እዚ ድማ፡ ሳላ ዘይሕለል ጻዕርኹም መስዋእትኹምን ተወፋይነትኩምን ኮይኑ፡ ናብቲ ናይ መወዳእታ ዛዛሚ መስመር ዓወት ንምብጻሕ ምቕራብና ዘመልክት እዩ። ንሕና ድማ፡ ክሳብ ኣብታ ናይ መወዳእታ ዕላማና፡ ማለት ናጻን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ ንበጽሕ፡ ኣብ ጎንኹም ደው ከምንብል ንገልጸልኩም።ትካል ምርምር ኤርትራውያን ንፖሊስን ስትራተጂን (ERIPS)
ERIPS: Advocating for Change and Democracy In Eritrea
Posted on Categories GENERAL, PodcastWhat is ERIPS? What does it do? What does it look like? A brief introductory video on our organization.