መግለጺ ደገፍ ንዕዉት ሰሚናር ብርጌድ ንሓመዱ (ሰማያዊ ሰውራ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ)

Posted on January 31, 2025January 31, 2025Categories PRESS RELEASES

ጥሪ 28 2025ናብ ኣዳለውቲ፡ ተሳተፍትን ኩላትኩም ጀጋኑን ተባዓትን ተቓለስትንነቲ ኣብ ማእከል ኣዲስ ኣበባ ኢትዮጵያ፡ ኣብ ኣፍ-ደገ ኤርትራ፡ ዝገበርኩምዎ ዕዉት ሰሚናር መጽናዕቲ፡ ምሉእን ልባዊን ድጋፍና እናገለጽና፡ እንቋዕ ሓጎሰኩም እንቋዕ ሓጎሰና ንብል። እምበኣርከስ ሕጂ: ኣብ ሓድሽ ክውንነት ዘረጋግጽ ባይታ በጺሕና ከምዘለና ኣረጋጊጽና ኣለና፡:እዚ ድማ፡ ሳላ ዘይሕለል ጻዕርኹም መስዋእትኹምን ተወፋይነትኩምን ኮይኑ፡ ናብቲ ናይ መወዳእታ ዛዛሚ መስመር ዓወት ንምብጻሕ ምቕራብና ዘመልክት እዩ። ንሕና ድማ፡ ክሳብ ኣብታ ናይ መወዳእታ ዕላማና፡ ማለት ናጻን ዲሞክራስያዊትን ኤርትራ ንበጽሕ፡ ኣብ ጎንኹም ደው ከምንብል ንገልጸልኩም።ትካል ምርምር ኤርትራውያን ንፖሊስን ስትራተጂን (ERIPS)

መልእኽቲ ጽንዓትን ምሕዝነትን ናብ ተቓለስቲ ንፍትሒ እስራኤልን መላእ ዓለምን 

Posted on June 2, 2024Categories PRESS RELEASES

ብቐዳምነት እዚ ብናይ ህግደፍ ተለኣኣኽትን ኣሸበርትን ኣብ ልዕሊ ብሉጻት መንእሰያት ደለይቲ ፍትሒ ዝተወስደ ናይ ቅትለት ስጉምታት ንኹንን። ነቶም ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ዝተቖጽዩ መንእሰያት መንግስተ ሰማያት፡ ንስድራቤታቶምን ደለይቲ ፍትሕን ጽንዓት፡ ነቶም ዝተጎድኡ ምሉእ ጥዕና ንምነ፡ ንተግበርቲ ገበን ድማ ብቑልጡፍ ናብ ሕጊ ክቐርቡ ንጽውዕ።   ኣብ እስራኤል ዝርከብ ህዝብና ሰላም ረኺቡ ብዘይ ስክፍታ ናብርኡ ክመርሕ እንድሕሪ ደኣ ኮይኑ፡ ናይ ህግደፍ ኢድ ኣእታውነት ደው ክብል ክኽእል አለዎ። ከም’ቲ ኩልና ንፈልጦ፡ ህግደፍ ካብ ዝምስረት ኣትሒዙ እታ ሓንቲ ዝመልካን ትሰርሓለይ ኢያ ኢሉ ዝኣምናን ራዕዲ ምፍጣር ስለ … Continue reading “መልእኽቲ ጽንዓትን ምሕዝነትን ናብ ተቓለስቲ ንፍትሒ እስራኤልን መላእ ዓለምን “

Calling Foul on FOWPAL – Demanding Accountability in Peace Advocacy

Posted on April 13, 2024April 13, 2024Categories PRESS RELEASES

April 10, 2024 PRESS RELEASE The Eritrean Research Institute for Policy & Strategy (ERIPS), a research organization composed of Eritrean professionals and intellectuals working to shape the future well-being of citizens and establish democratic institutions in Eritrea, categorically denounces and opposes the decision by the Federation of World Peace & Love (FOWPAL) to grant the Peace Bell Award to Ms. Sophia Tesfamariam, Permanent Representative of Eritrea at the United Nations, on April 3, 2024. The statement states, “Tesfamariam was recognized … Continue reading “Calling Foul on FOWPAL – Demanding Accountability in Peace Advocacy”